show video detail

(Updated 2) Breaking News: (Radio Erena) Reports of Unrest in Small African Nation Eritrea
- Published_at:2013-01-21
- Category:News & Politics
- Channel:asmarinodotcom
- tags:
- description: ኣብቲ ሚኒስትሪ ብእኩብ ከይወጹ ተታሒዞም ካብ ዘለዉ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና፣ ኣብዚ ቀረባ ናብቲ ትካል ዝተመደበት ጓል ንፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኤልሳ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ከምእትርከቦም'ውን ተረጋጊጹ ኣሎ። ንጋዜጠኛ ኣስመላሽ ኣብርሃ ድማ ብሓይሊ ብረት ብምግዳድ፣ ናይ ፖለቲካን ናይ ስግረ ዶብ እሱራትን ክፍትሑ ምዃኖም ቅዋም ድማ ክትግብር ምዃኑን ዝገልጽ ሓጺር መልእኽቲ ብቴሌቪዥን ከምዘመሓላልፍ ድሕሪ ምግባር'ዩ ፈነወ ቴሌቪዥን ኤርትራ ናብ ውስጢ ዓዲ ደው ኢሉ ዘሎ።
ranked in date | views | likes | Comments | ranked in country (#position) |
---|---|---|---|---|
2013-01-23 | 13,794 | 9 | 2 |
(![]() |